ኣብ ሞዛምቢክ ብሰንኪ ዝተኻየደ ኣሰሓሓቢ ምርጫ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መንጎ ፖሊስን ናይ ተቓውሞ ሰልፈኛታትን ብዝነበረ ጎንጺ ብውሑዱ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም: 66 ሰባት ድማ ከም ዝቖሰሉ ኣብታ ሃገር ዝዓበየ ...
President-elect Donald Trump picked his de-facto campaign manager Susie Wiles as his White House chief of staff, the first ...
Botswana: Opposition leader Duma Boko was inaugurated president Friday following a historic election that removed the former ruling Botswana Democratic Party from power for the first time in 58 years.
ስምምዕ ንዘላቒ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ካልኣይ ዓመቱ ኣብ ዘቑጸረሉ መግለጺ ዝሃቡ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ጉዳይ ምምላስ ተመዛበልቲ ኣመልኪቶም ዝጠቐሱዎ ብወገን ...
ሰራሕተኛታት ምጥፋእ ሓዊ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ን132 ህንፃታት ዘዕነወ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ይቃለሱ ኣለው። ተንበይቲ ኩነታት ኣየር እቲ ሓያል ንፋስ እናጎደለ ...
ኣብ ኣምስተርዳም ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ እስራኤል መጥቓዕቲ ድሕሪ ምፍፃሙ ሓሙሽተ ሰባት ሆስፒታል ምእታዎምን 62 ድማ ምእሳሮምን ፖሊስ'ታ ከተማ ሓቢሩ ...
ኣብ ደቡብ ሶማልያ ኣብ ዝነበረ ብርቱዕ ውግእ ብውሑድ 11 ሰራዊት መንግስቲ ከምዝሞቱ ሰበ ስልጣን ገሊጾም። እቲ ውግእ ካብ ኪስማዩ ኣብ 60 ኪ/ሜ ርሕቀት ከምዝተካየደ’ውን እቲ ዜና ይሕብር። ክዛረቡ ...
U.S. Vice President Kamala Harris on Wednesday conceded her presidential election defeat, phoning former president Donald Trump to congratulate him on his victory ...
Riot police fired tear gas and rubber bullets to disperse groups of people gathering in the capital Maputo, ahead of planned ...
Ukraine: Dozens of Russian drones targeted the capital of Kyiv in a nighttime attack that lasted eight hours, authorities ...